Indus Logo
Tigrinya Proverbs ምስላታት ትግርኛ | Indus Appstore | App Icon

Tigrinya Proverbs ምስላታት ትግርኛ

tigrinya-proverbs-ምስላታት-ትግርኛ

Verified

4

Rating
Tigrinya Proverbs ምስላታት ትግርኛ | Indus Appstore | Screenshot

About App

ሓጺር መእተዊ ብዛዕባ ምስላታት ትግርኛ ምስላ ጭቡጥን ዘይተሓላለኸን ቃለ-መግለጺ ኮይኑ፣ ብመብዛሕቲኡ ሰብ ፍሉጥን ዝደጋገምን ኢዩ። ምስላ ድማ ንሓቂ ኣብ እንዶ ወይ ሕሉፍ ተምክሮ ምርኩስ ብምግባር ይገልጾ። ምስላታት ካብ ናብ ባህልታትን ሕብረተሰባትን ዝለቃቃሕ ከኸውን እንከሎ፣ ግን ነፍሲወከፍ ሕብረተሰብ ናቱ ፍሉይ ዝኾነ ምስላታት ዝሓዘ ኢዩ። ምስላ ክበሃል እንከሎ ናይ ብሓቂ ክትገልጾ ኣሸጋሪ እኳ ኣንተኾነ ግን ከምዚ ዝስዕብ ተባሂሉ ክግለጽ ይከኣል “ሓጺር ምሉእ ሓሳባት ኮይኑ፣ ጽቡቅ ጌይሩ ዝፍለጥን ኣብ ገለ እዋናት ድማ ፍሉይ ረምታ ዝህልዎን ኢዩ። ማዕዳ፣ ናይ ልቦና ፍረ ነገር፣ ብሄራዊ ተመክሮ፣ ሓቂ፣ ሞራልን ባህላዊ ኣጠማምታን ዘተጠቃለለ ኮይኑ፣ ኣብቲ ሕብረተሰብ ብጽቡቕ ብዝፍለጥ ክዝከር ብዝኽእልን ውስጠዛዊ መንገዲ ድማ ይግለጽ”። ካብ ወለዶ ናብ ወለዶ ድማ ይሰጋገር። ምፍታ

Developer info

Popular Apps